1 ነገስት 8:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ኣብቲ ታቦት ከኣ ብዘይካ እተን ህዝቢ እስራኤል ካብ ምድሪ ግብጺ ኣብ ዚወጹሉ ግዜ፡+ የሆዋ ምሳታቶም ኪዳን ኪኣቱ ኸሎ+ ሙሴ ኣብ ሆሬብ ኣብኡ ዘንበረን+ ክልተ ጽላት እምኒ፡+ ካልእ ኣይነበረን።
9 ኣብቲ ታቦት ከኣ ብዘይካ እተን ህዝቢ እስራኤል ካብ ምድሪ ግብጺ ኣብ ዚወጹሉ ግዜ፡+ የሆዋ ምሳታቶም ኪዳን ኪኣቱ ኸሎ+ ሙሴ ኣብ ሆሬብ ኣብኡ ዘንበረን+ ክልተ ጽላት እምኒ፡+ ካልእ ኣይነበረን።