ዘጸኣት 32:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 የሆዋ ኸኣ ንሙሴ፡ “እዚ ህዝቢ እዚ ተሪር* ምዃኑ እርእዮ ኣለኹ።+ መዝሙር 78:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ሽዑ፡ ከም ኣቦታቶም፡ከምቲ ነቓጽን ዓላውን ወለዶ፡+ከምቲ ልቡ ዘይጸንዐ፡*+መንፈሱ ድማ ንኣምላኽ እሙን ዘይነበረ ወለዶ ኣይኰኑን።