መሳፍንቲ 2:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ሽዑ፡ ቍጥዓ የሆዋ ኣብ እስራኤል ነደደ፣ ኣብ ኢድ ዚዘምትዎም ዘመትቲ ኸኣ ኣሕሊፉ ሃቦም።+ ኣብ ኢድ እቶም ኣብ ዙርያኦም ዝነበሩ ጸላእቶም ድማ ሸጦም፣+ ናታቶም ዘበለ ኸኣ ካብ ጸላእቶም ኬናግፉ ኣይከኣሉን።+ መዝሙር 78:59 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 59 ኣምላኽ ከኣ ሰሚዑ ተቘጥዐ፣+ንእስራኤል እውን ፈጺሙ ነዓቖ።
14 ሽዑ፡ ቍጥዓ የሆዋ ኣብ እስራኤል ነደደ፣ ኣብ ኢድ ዚዘምትዎም ዘመትቲ ኸኣ ኣሕሊፉ ሃቦም።+ ኣብ ኢድ እቶም ኣብ ዙርያኦም ዝነበሩ ጸላእቶም ድማ ሸጦም፣+ ናታቶም ዘበለ ኸኣ ካብ ጸላእቶም ኬናግፉ ኣይከኣሉን።+