ኢሳይያስ 41:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ንወለዶታት ካብ መጀመርታ ብምጽዋዕነዚ ዝሰርሖን ዝገበሮን መን እዩ፧ ኣነ የሆዋ፡ ቀዳማይ እየ፣+ምስቶም ዳሕሮት ድማ ወትሩ ኣነ እየ።”+ ኢሳይያስ 48:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ኣታ ያእቆብ፡ ኣታ ዝጸዋዕኩኻ እስራኤል፡ ስምዓኒ። ኣነ ወትሩ ኣነ እየ።+ ቀዳማይ ኣነ እየ፣ ዳሕራይ እውን ኣነ እየ።+