ዘዳግም 11:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 “ነዚ ቓላተይ እዚ ኣብ ልብኹምን ኣብ ነፍስኹምን* ቅረጽዎ፣ ከም መዘኻኸሪ ድማ ኣብ ኢድኩም እሰርዎ፣ ኣብ ግምባርኩም* ከኣ ከም ክታብ ይኹን።+