ዘሁልቍ 27:13, 14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ምስ ረኣኻያ፡ ከምቲ ሓውካ ኣሮን እተኣከበ፡+ ንስኻ እውን ናብ ህዝብኻ ኽትእከብ ኢኻ።*+ 14 ከመይሲ፡ እቲ ኣኼባ ኣብ በረኻ ጺን ምሳይ ምስ ተቛየቘ፡ ብዛዕባ እቲ ማይ ኣብ ቅድሚኦም ከይትቕዱሱኒ ኻብ ትእዛዘይ ዓሊኹም ኢኹም።+ እዚ ኣብ ቃዴስ+ ኣብ በረኻ ጺን+ ዚርከብ ማይ መሪባ+ እዩ።” ዘዳግም 3:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ነዚ ዮርዳኖስ እዚ ኣይክትሳገሮን ኢኻ እሞ፡ ናብ ርእሲ ጲስጋ ደዪብካ፡+ ናብ ምዕራብን ናብ ሰሜንን ናብ ደቡብን ናብ ምብራቕን ኣቢልካ ብኣዒንትኻ ነታ ምድሪ ርኣያ።+ ዘዳግም 34:4, 5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 የሆዋ ድማ፡ “እታ ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን፡ ‘ንዘርእኻ ኽህባ እየ’ ኢለ ዝመሓልኩሎም ምድሪ፡+ እዚኣ እያ። ብኣዒንትኻ ኣርኣኹኻ፡ ናብኣ ግና ኣይክትሳገርን ኢኻ” በሎ።+ 5 ድሕሪኡ፡ ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ፡ ከምቲ የሆዋ ዝበሎ፡ ኣብኣ ኣብ ምድሪ ሞኣብ ሞተ።+
13 ምስ ረኣኻያ፡ ከምቲ ሓውካ ኣሮን እተኣከበ፡+ ንስኻ እውን ናብ ህዝብኻ ኽትእከብ ኢኻ።*+ 14 ከመይሲ፡ እቲ ኣኼባ ኣብ በረኻ ጺን ምሳይ ምስ ተቛየቘ፡ ብዛዕባ እቲ ማይ ኣብ ቅድሚኦም ከይትቕዱሱኒ ኻብ ትእዛዘይ ዓሊኹም ኢኹም።+ እዚ ኣብ ቃዴስ+ ኣብ በረኻ ጺን+ ዚርከብ ማይ መሪባ+ እዩ።”
27 ነዚ ዮርዳኖስ እዚ ኣይክትሳገሮን ኢኻ እሞ፡ ናብ ርእሲ ጲስጋ ደዪብካ፡+ ናብ ምዕራብን ናብ ሰሜንን ናብ ደቡብን ናብ ምብራቕን ኣቢልካ ብኣዒንትኻ ነታ ምድሪ ርኣያ።+
4 የሆዋ ድማ፡ “እታ ንኣብርሃምን ንይስሃቅን ንያእቆብን፡ ‘ንዘርእኻ ኽህባ እየ’ ኢለ ዝመሓልኩሎም ምድሪ፡+ እዚኣ እያ። ብኣዒንትኻ ኣርኣኹኻ፡ ናብኣ ግና ኣይክትሳገርን ኢኻ” በሎ።+ 5 ድሕሪኡ፡ ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ፡ ከምቲ የሆዋ ዝበሎ፡ ኣብኣ ኣብ ምድሪ ሞኣብ ሞተ።+