ዘጸኣት 15:16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ፍርህን ራዕድን ኪወድቆም እዩ።+ ኦ የሆዋ፡ ህዝብኻ ኽሳዕ ዚሓልፍ፡እቲ ዝፈጠርካዮ ህዝቢ+ ኽሳዕ ዚሓልፍ፡+ብዕቤት ቅልጽምካ ኸም እምኒ ኺዕነዱ እዮም። ዘዳግም 11:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 ሎሚ ነቶም ተግሳጽ የሆዋ ኣምላኽኩምን+ ዕቤቱን+ ሓያል ኢዱን+ ዝርግሕቲ ቕልጽሙን ዘይፈለጡ ወይ ዘይረኣዩ ደቅኹም ዘይኰነስ፡ ንዓኻትኩም እዛረበኩም ከም ዘለኹ ትፈልጡ ኢኹም።
2 ሎሚ ነቶም ተግሳጽ የሆዋ ኣምላኽኩምን+ ዕቤቱን+ ሓያል ኢዱን+ ዝርግሕቲ ቕልጽሙን ዘይፈለጡ ወይ ዘይረኣዩ ደቅኹም ዘይኰነስ፡ ንዓኻትኩም እዛረበኩም ከም ዘለኹ ትፈልጡ ኢኹም።