ዘዳግም 26:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 የሆዋ ኸኣ ብዝርግሕቲ ቕልጽምን+ ብዜሸብር ግብርታትን ብትእምርትታትን ብተኣምራትን+ ካብ ግብጺ ኣውጽኣና። ሉቃስ 24:19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 19 ንሱ ኸኣ “እንታይ እዩ፧” ኢሉ ሓተቶም። ንሳቶም ድማ ከምዚ በልዎ፦ “እዚ ናይ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ነገር፡+ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኵሉ ህዝብን ብግብርን ብቓልን ብርቱዕ ዝነበረ ነብዪ፣+
19 ንሱ ኸኣ “እንታይ እዩ፧” ኢሉ ሓተቶም። ንሳቶም ድማ ከምዚ በልዎ፦ “እዚ ናይ የሱስ እቲ ናዝሬታዊ ነገር፡+ ኣብ ቅድሚ ኣምላኽን ኵሉ ህዝብን ብግብርን ብቓልን ብርቱዕ ዝነበረ ነብዪ፣+