1 ነገስት 2:3 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 3 ከምቲ ኣብ ሕጊ ሙሴ እተጻሕፈ፡ ብመገድታቱ ብምምልላስ፡ ሕግታቱን ትእዛዛቱን ፍርድታቱን መዘኻኸሪታቱን ከኣ ብምሕላው፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽ ዘሎካ ግዴታ ሓሉ።+ ሽዑ፡ ኣብ እትገብሮ ዅሉን ኣብ እትኸዶ ዅሉን ኪሰልጠካ እዩ።*
3 ከምቲ ኣብ ሕጊ ሙሴ እተጻሕፈ፡ ብመገድታቱ ብምምልላስ፡ ሕግታቱን ትእዛዛቱን ፍርድታቱን መዘኻኸሪታቱን ከኣ ብምሕላው፡ ኣብ ቅድሚ የሆዋ ኣምላኽ ዘሎካ ግዴታ ሓሉ።+ ሽዑ፡ ኣብ እትገብሮ ዅሉን ኣብ እትኸዶ ዅሉን ኪሰልጠካ እዩ።*