መዝሙር 111:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 ፍርሃት የሆዋ መጀመርታ ጥበብ እዩ።+ ש [ሲን] ኵሎም እቶም ትእዛዛቱ ዚሕልዉ፡* ጽቡቕ ልቦና ኣለዎም።+ ת [ታው] ውዳሰኡ ንዘለኣለም ይነብር።