እያሱ 21:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ነቶም ካብ ዓሌታት ሌዋውያን ዝዀኑ ጌርሾናውያን+ እተዋህባ ኸኣ፡ ካብ ፍርቂ ነገድ ምናሴ፡ እታ ኣብ ባሳን ዘላ ሰብ ንዝቐተለ እትኸውን ከተማ ዕቝባ፡ ማለት ጎላን+ ምስ መጓሰዪታታን ቤዔሽትራ ምስ መጓሰዪታታን—ክልተ ኸተማ።
27 ነቶም ካብ ዓሌታት ሌዋውያን ዝዀኑ ጌርሾናውያን+ እተዋህባ ኸኣ፡ ካብ ፍርቂ ነገድ ምናሴ፡ እታ ኣብ ባሳን ዘላ ሰብ ንዝቐተለ እትኸውን ከተማ ዕቝባ፡ ማለት ጎላን+ ምስ መጓሰዪታታን ቤዔሽትራ ምስ መጓሰዪታታን—ክልተ ኸተማ።