ዘዳግም 2:36 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 36 ካብታ ኣብ ገምገም ስንጭሮ* ኣርኖን ዘላ ዓሮዔር+ (እንተላይ ኣብ ስንጭሮ ዘላ ኸተማ)፡ ክሳብ ጊልዓድ፡ ልዕሊ ዓቕምና ዝዀነት ዋላ ሓንቲ ኸተማ ኣይነበረትን። የሆዋ ኣምላኽና ንዅለን ኣሕሊፉ ሃበና።+ ዘዳግም 3:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 በታ ግዜ እቲኣ፡ ነዛ ምድሪ እዚኣ ተረስተናያ፣ ካብታ ኣብ ጥቓ ስንጭሮ* ኣርኖን ዘላ ዓሮዔር+ ኣትሒዝና ፍርቂ ኣኽራን ዞባ ጊልዓድን ነተን ከተማታተንን ንሮቤላውያንን ንጋዳውያንን ሃብክዎም።+
36 ካብታ ኣብ ገምገም ስንጭሮ* ኣርኖን ዘላ ዓሮዔር+ (እንተላይ ኣብ ስንጭሮ ዘላ ኸተማ)፡ ክሳብ ጊልዓድ፡ ልዕሊ ዓቕምና ዝዀነት ዋላ ሓንቲ ኸተማ ኣይነበረትን። የሆዋ ኣምላኽና ንዅለን ኣሕሊፉ ሃበና።+
12 በታ ግዜ እቲኣ፡ ነዛ ምድሪ እዚኣ ተረስተናያ፣ ካብታ ኣብ ጥቓ ስንጭሮ* ኣርኖን ዘላ ዓሮዔር+ ኣትሒዝና ፍርቂ ኣኽራን ዞባ ጊልዓድን ነተን ከተማታተንን ንሮቤላውያንን ንጋዳውያንን ሃብክዎም።+