ዘጸኣት 34:6, 7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 የሆዋ ኸኣ ኣብ ቅድሚኡ እናሓለፈ፡ ከምዚ ኢሉ ኣወጀ፦ “የሆዋ፡ የሆዋ፡ መሓርን+ ርሕሩሕን*+ ኣምላኽ፡ ንቝጥዓ ደንጓዪ፡+ ብዓል ብዙሕ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን*+ ሓቅን፡*+ 7 ንኣሽሓት ብተኣማንነት ዜፍቅር፡+ ስሕተትን ኣበሳን ሓጢኣትን ዚሓድግ፡+ ግናኸ ንበዳሊ ኸይቀጽዐ ዘይሓድግ፡+ ስሕተት ኣቦታት ደኣ ኣብ ደቅን ደቂ ደቅን ክሳዕ ሳልሳይ ወለዶን ክሳዕ ራብዓይ ወለዶን ዚቐጽዕ።”+
6 የሆዋ ኸኣ ኣብ ቅድሚኡ እናሓለፈ፡ ከምዚ ኢሉ ኣወጀ፦ “የሆዋ፡ የሆዋ፡ መሓርን+ ርሕሩሕን*+ ኣምላኽ፡ ንቝጥዓ ደንጓዪ፡+ ብዓል ብዙሕ ብተኣማንነት ዚርአ ፍቕርን*+ ሓቅን፡*+ 7 ንኣሽሓት ብተኣማንነት ዜፍቅር፡+ ስሕተትን ኣበሳን ሓጢኣትን ዚሓድግ፡+ ግናኸ ንበዳሊ ኸይቀጽዐ ዘይሓድግ፡+ ስሕተት ኣቦታት ደኣ ኣብ ደቅን ደቂ ደቅን ክሳዕ ሳልሳይ ወለዶን ክሳዕ ራብዓይ ወለዶን ዚቐጽዕ።”+