-
ዘሌዋውያን 24:16መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 ስለዚ፡ እቲ ስም የሆዋ ዚጸርፍ፡ ብርግጽ ይቀተል።+ ብዘሎ ኣኼባ እስራኤል ብዳርባ እምኒ ብርግጽ ይቕተሎ። ጓና ዀነ ወዲ ዓዲ፡ ስም ኣምላኽ ዚጸርፍ ይቀተል።