ዘጸኣት 22:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 “ንኣምላኽ ኣይትርገም፣*+ ንሹም* ህዝብኻ እውን ኣይትርገም።+ ዘሌዋውያን 19:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 ንስም ኣምላኽካ ምእንቲ ኸይተርክስ፡ ብስመይ ብሓሶት ኣይትምሓሉ።+ ኣነ የሆዋ እየ።