ዘጸኣት 16:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 የሆዋ ንሰንበት ሂቡኩም ከም ዘሎ ርኣዩ።+ ስለዚ እዩ ኣብታ ሻድሸይቲ መዓልቲ ንኽልተ መዓልቲ ዚኸውን እንጌራ ዝሃበኩም። ነፍሲ ወከፍ ኣብ ዘዘለዎ ይቀመጥ፣ ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ሓደ እኳ ኻብ ቦታኡ ኣይውጻእ።”
29 የሆዋ ንሰንበት ሂቡኩም ከም ዘሎ ርኣዩ።+ ስለዚ እዩ ኣብታ ሻድሸይቲ መዓልቲ ንኽልተ መዓልቲ ዚኸውን እንጌራ ዝሃበኩም። ነፍሲ ወከፍ ኣብ ዘዘለዎ ይቀመጥ፣ ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ ሓደ እኳ ኻብ ቦታኡ ኣይውጻእ።”