-
ዘዳግም 4:33መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
33 ከምዚ ንስኻ ባዕልኻ ዝሰማዕካዮ፡ ኣምላኽ ካብ ሓዊ ኺዛረብ ድምጹ ሰሚዑስ፡ ብህይወት ዚነብር ካልእ ህዝቢዶ ኣሎ፧+
-
-
ዘዳግም 4:36መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
36 ምእንቲ ኺእርመካ፡ ካብ ሰማያት ድምጹ ኣስምዓካ፣ ኣብ ምድሪ ኸኣ ዓብዪ ሓዉ ኣርኣየካ፣ ቃላቱ ድማ ካብቲ ሓዊ ሰማዕካ።+
-