ዘጸኣት 23:32 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 32 ምሳታቶም ኰነ ምስ ኣማልኽቶም ኪዳን ኣይትተኣታቶ።+ ዘጸኣት 34:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ምስ ነበርቲ እታ ምድሪ ኺዳን ከይትኣቱ ተጠንቀቕ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ንኣማልኽቶም ኪምንዝሩን ኪስውኡን ከለዉ፡+ ክትዕደምን ካብቲ መስዋእቲ ኽትበልዕን ኢኻ።+ ዘዳግም 20:16, 17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ኣብተን የሆዋ ኣምላኽካ ንርስቲ ዚህበካ ኸተማታት እዞም ህዝብታት እዚኦም ግና፡ ትንፋስ ዘለዎ ሓደ እኳ ብህይወት ኣይትሕደግ።+ 17 ኣብ ክንዳኡስ፡ ከምቲ የሆዋ ኣምላኽካ ዝኣዘዘካ፡ ንሔታውያንን ንኣሞራውያንን ንከነኣናውያንን ንፈረዛውያንን ንሒዋውያንን ንይቡሳውያንን+ ጠሪስካ ኣጥፍኣዮም፣
15 ምስ ነበርቲ እታ ምድሪ ኺዳን ከይትኣቱ ተጠንቀቕ፣ እንተ ዘይኰነስ፡ ንኣማልኽቶም ኪምንዝሩን ኪስውኡን ከለዉ፡+ ክትዕደምን ካብቲ መስዋእቲ ኽትበልዕን ኢኻ።+
16 ኣብተን የሆዋ ኣምላኽካ ንርስቲ ዚህበካ ኸተማታት እዞም ህዝብታት እዚኦም ግና፡ ትንፋስ ዘለዎ ሓደ እኳ ብህይወት ኣይትሕደግ።+ 17 ኣብ ክንዳኡስ፡ ከምቲ የሆዋ ኣምላኽካ ዝኣዘዘካ፡ ንሔታውያንን ንኣሞራውያንን ንከነኣናውያንን ንፈረዛውያንን ንሒዋውያንን ንይቡሳውያንን+ ጠሪስካ ኣጥፍኣዮም፣