ዘፍጥረት 22:16, 17 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 16 ከምዚ እውን በሎ፦ “‘ብርእሰይ እምሕል ኣለኹ፡’ ይብል የሆዋ፡+ ‘እዚ ነገር እዚ ስለ ዝገበርካን ነቲ ሓደ ወድኻ ስለ ዘይከላእካንን፡+ 17 ብርግጽ ክባርኸካ፡ ንዘርእኻ ድማ ከም ከዋኽብቲ ሰማያትን ኣብ ገምገም ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑጻን ብርግጽ ከብዝሖ እየ፣+ ዘርእኻ ኣፍ ደገ* ጸላእቱ ኺርስተ እዩ።+
16 ከምዚ እውን በሎ፦ “‘ብርእሰይ እምሕል ኣለኹ፡’ ይብል የሆዋ፡+ ‘እዚ ነገር እዚ ስለ ዝገበርካን ነቲ ሓደ ወድኻ ስለ ዘይከላእካንን፡+ 17 ብርግጽ ክባርኸካ፡ ንዘርእኻ ድማ ከም ከዋኽብቲ ሰማያትን ኣብ ገምገም ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑጻን ብርግጽ ከብዝሖ እየ፣+ ዘርእኻ ኣፍ ደገ* ጸላእቱ ኺርስተ እዩ።+