ዘዳግም 4:34 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 34 ወይ ከምቲ የሆዋ ኣምላኽኩም ምእንታኹም ኣብ ግብጺ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኹም ዝገበሮ፡ ብፍርድታትን* ብትእምርትታትን ብተኣምራትን+ ብውግእን+ ብሓያል ኢድን+ ብዝርግሕቲ ቕልጽምን ብዜሸብር ግብርታትን+ ካብ ማእከል ካልእ ህዝቢ ንዕኡ ዚኸውን ህዝቢ ኺወስድ ዝፈተነ ኣምላኽዶ ኣሎ፧
34 ወይ ከምቲ የሆዋ ኣምላኽኩም ምእንታኹም ኣብ ግብጺ ኣብ ቅድሚ ኣዒንትኹም ዝገበሮ፡ ብፍርድታትን* ብትእምርትታትን ብተኣምራትን+ ብውግእን+ ብሓያል ኢድን+ ብዝርግሕቲ ቕልጽምን ብዜሸብር ግብርታትን+ ካብ ማእከል ካልእ ህዝቢ ንዕኡ ዚኸውን ህዝቢ ኺወስድ ዝፈተነ ኣምላኽዶ ኣሎ፧