ዘጸኣት 23:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ቀቅድሜኻ ሕልናኦም ከዕርበሎም* እየ፣+ እዚ ኸኣ ንሒዋውያንን ንከነኣናውያንን ንሔታውያንን ካብ ቅድሜኻ ኺሰጕግ እዩ።+ እያሱ 3:10 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 10 እያሱ ድማ ከምዚ በለ፦ “ህያው ኣምላኽ ኣብ መንጎኹም ከም ዘሎ፡+ ንከነኣናውያንን ንሔታውያንን ንሒዋውያንን ንፈረዛውያንን ንጊርጋሳውያንን ንኣሞራውያንን ንይቡሳውያንን ድማ ካብ ቅድሜኹም ብርግጽ ከም ዚሰጕጎም በዚ ኽትፈልጡ ኢኹም።+
10 እያሱ ድማ ከምዚ በለ፦ “ህያው ኣምላኽ ኣብ መንጎኹም ከም ዘሎ፡+ ንከነኣናውያንን ንሔታውያንን ንሒዋውያንን ንፈረዛውያንን ንጊርጋሳውያንን ንኣሞራውያንን ንይቡሳውያንን ድማ ካብ ቅድሜኹም ብርግጽ ከም ዚሰጕጎም በዚ ኽትፈልጡ ኢኹም።+