-
ዘጸኣት 17:14መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
14 የሆዋ ድማ ንሙሴ፡ “እዚ ንመዘከርታ ኣብ መጽሓፍ ጽሓፎ፡ ንእያሱ እውን ድገመሉ፦ ‘ንዝኽሪ ኣማሌቅ ካብ ትሕቲ ሰማያት ፈጺመ ኽድምስሶ እየ’” በሎ።+
-
-
መዝሙር 9:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ንኣህዛብ ገኒሕካዮም፡+ ንእኩያት ከኣ ኣጥፊእካዮም፡
ስሞም ድማ ንዘለኣለመ ኣለም ደምሲስካዮ ኢኻ።
-