ዘዳግም 4:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ከመይሲ፡ የሆዋ ኣምላኽካ ዚባላዕ ሓዊ፡+ ንበይኑ ተወፋይነት ዚደሊ ኣምላኽ እዩ።+ እብራውያን 12:29 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 29 ከመይሲ፡ ኣምላኽና ዚባላዕ ሓዊ እዩ።+