ዘጸኣት 19:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 የሆዋ ብሓዊ ኣብ ልዕሊኡ ስለ ዝወረደ፡+ ኵሉ ኸረን ሲና ይተክኽ ነበረ፣ ትኩ ድማ ከም ትኪ እቶን ይዓርግ ነበረ፣ ብዘሎ እቲ ኸረን ከኣ ኣዝዩ የንቀጥቅጥ ነበረ።+
18 የሆዋ ብሓዊ ኣብ ልዕሊኡ ስለ ዝወረደ፡+ ኵሉ ኸረን ሲና ይተክኽ ነበረ፣ ትኩ ድማ ከም ትኪ እቶን ይዓርግ ነበረ፣ ብዘሎ እቲ ኸረን ከኣ ኣዝዩ የንቀጥቅጥ ነበረ።+