ዘጸኣት 32:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 ነቲ ዝገበርዎ ምራኽ ወሲዱ ድማ ብሓዊ ኣንደዶ፡ ኣድኪሙ ኸኣ ጠሓኖ፣+ ኣብ ማይ ነስኒሱ ድማ ንእስራኤላውያን ኣስተዮም።+