ዘጸኣት 17:7 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 7 እስራኤላውያን ስለ እተቛየቑን “የሆዋ ኣብ ማእከልና ኣሎዶ የሎን፧” ኢሎም ንየሆዋ ስለ ዝፈተንዎን፡+ ነታ ቦታ እቲኣ ማሳን*+ መሪባን*+ ኢሉ ሰመያ።