ዘጸኣት 24:18 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ሙሴ ኸኣ ናብቲ ደበና ኣተወ፡ ናብቲ ኸረን እውን ደየበ።+ ሙሴ ድማ ኣብቲ ኸረን 40 መዓልትን 40 ለይትን ጸንሐ።+ ዘጸኣት 34:28 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 28 ንሱ ድማ ኣብኡ ምስ የሆዋ 40 መዓልትን 40 ለይትን ገበረ። እንጌራ ኣይበልዐን፡ ማይ እውን ኣይሰተየን።+ ንሱ* ኸኣ ኣብተን ጽላት እተን ቃላት ኪዳን፡ እተን ዓሰርተ ትእዛዛት* ጸሓፈ።+
28 ንሱ ድማ ኣብኡ ምስ የሆዋ 40 መዓልትን 40 ለይትን ገበረ። እንጌራ ኣይበልዐን፡ ማይ እውን ኣይሰተየን።+ ንሱ* ኸኣ ኣብተን ጽላት እተን ቃላት ኪዳን፡ እተን ዓሰርተ ትእዛዛት* ጸሓፈ።+