-
ዘጸኣት 18:11መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 ብምኽንያት እቲ ኣብቶም ኣብ ልዕሊ ህዝቡ ዚዕበዩ ዝገበሮ ነገር፡ የሆዋ ኻብ ኵሎም ኣማልኽቲ ኸም ዚዓቢ፡ ሕጂ ፈሊጠ” በለ።+
-
-
2 ዜና መዋእል 2:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ኣምላኽና ኻብ ኵሎም ኣማልኽቲ ዚዓቢ እዩ እሞ፡ እታ ኣነ ዝሃንጻ ዘለኹ ቤት ዓባይ ክትከውን እያ።
-
-
መዝሙር 97:9መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
9 ኦ የሆዋ፡ ንስኻስ ኣብ ልዕሊ ዅላ ምድሪ ልዑል ኢኻ፣
ኣብ ልዕሊ ዅሎም ኣማልኽቲ ልዕል ዝበልካ ኢኻ።+
-