ዘፍጥረት 15:1 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ድሕርዚ፡ ቃል የሆዋ ብራእይ ከምዚ ኢሉ ናብ ኣብራም መጸ፦ “ኣብራም፡ ኣይትፍራህ።+ ዋልታኻ ኣነ እየ።+ ዓስብኻ ኣዝዩ ብዙሕ ኪኸውን እዩ።”+ ዘፍጥረት 15:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንግዳም ኣውጺኡ ድማ፡ “በጃኻ ናብ ሰማያት ጠምት እሞ፡ ምቝጻሮም እትኽእል እንተ ዄንካ፡ ከዋኽብቲ ቝጸር” በሎ። “ዘርእኻ ኸምኡ ኪኸውን እዩ” ድማ በሎ።+