ዘጸኣት 3:8 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 8 ካብ ኢድ ግብጻውያን ከናግፎም፡+ ካብታ ምድሪ እቲኣ ኸኣ ናብ ሓንቲ ጽብቕትን ርሕብትን ምድሪ፡ ጸባን መዓርን ናብ እተውሕዝ+ ናብ ምድሪ ከነኣናውያንን ሔታውያንን ኣሞራውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን ከደይቦም ክወርድ እየ።+ ህዝቅኤል 20:6 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 6 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ንዓታቶም ኢለ ናብ ዝዳህሰስክዋ* ጸባን መዓርን እተውሕዝ ምድሪ ኸም ዘውጽኦም መሓልኩሎም።+ ንሳ ኻብ ኵለን ሃገራት ኣዝያ እትጽብቕ* ነበረት።
8 ካብ ኢድ ግብጻውያን ከናግፎም፡+ ካብታ ምድሪ እቲኣ ኸኣ ናብ ሓንቲ ጽብቕትን ርሕብትን ምድሪ፡ ጸባን መዓርን ናብ እተውሕዝ+ ናብ ምድሪ ከነኣናውያንን ሔታውያንን ኣሞራውያንን ፈረዛውያንን ሒዋውያንን ይቡሳውያንን ከደይቦም ክወርድ እየ።+
6 በታ መዓልቲ እቲኣ፡ ካብ ምድሪ ግብጺ፡ ንዓታቶም ኢለ ናብ ዝዳህሰስክዋ* ጸባን መዓርን እተውሕዝ ምድሪ ኸም ዘውጽኦም መሓልኩሎም።+ ንሳ ኻብ ኵለን ሃገራት ኣዝያ እትጽብቕ* ነበረት።