ዘዳግም 6:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ንየሆዋ ኣምላኽካ ብዅሉ ልብኻን ብዅሉ ነፍስኻን*+ ብዅሉ ሓይልኻን*+ ኣፍቅሮ። ሉቃስ 10:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 ንሱ ኸኣ፡ “‘ንየሆዋ* ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን* ብምሉእ ሓይልኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን+ ኣፍቅሮ፡’ ድማ፡ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ’” ኢሉ መለሰሉ።+
27 ንሱ ኸኣ፡ “‘ንየሆዋ* ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻን ብምሉእ ነፍስኻን* ብምሉእ ሓይልኻን ብምሉእ ኣእምሮኻን+ ኣፍቅሮ፡’ ድማ፡ ‘ንብጻይካ ኸም ነፍስኻ ኣፍቅሮ’” ኢሉ መለሰሉ።+