ዘሌዋውያን 26:15, 16 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 ሕግታተይ ድማ እንተ ነጺግኩም፡+ ኵሉ ትእዛዛተይ ምእንቲ ኸይትሕልዉ ኸኣ ፍርድታተይ እንተ ፈንፊንኩም፡* ኪዳነይ ድማ እንተ ጥሒስኩም፡+ 16 ኣነ ኸኣ እዚ ኽገብረኩም እየ፣ ብጭንቂ፡ ከምኡ እውን ኣዒንቲ ብዜድክምን ህይወት* ብዜማስንን ዓባይ ሰዓልን ብርቱዕ ረስንን ክቐጽዓኩም እየ። ጸላእትኹም ኪበልዕዎ እዮም እሞ፡ ዘርእኹም ንኸንቱ ኽትዘርኡ ኢኹም።+ ኢሳይያስ 1:20 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 20 እንተ ኣቢኹምን እንተ ዓሊኹምን ግና፡ኣፍ የሆዋ ተዛሪባ እያ እሞ፡ብሰይፊ ኽትውሓጡ ኢኹም።”+
15 ሕግታተይ ድማ እንተ ነጺግኩም፡+ ኵሉ ትእዛዛተይ ምእንቲ ኸይትሕልዉ ኸኣ ፍርድታተይ እንተ ፈንፊንኩም፡* ኪዳነይ ድማ እንተ ጥሒስኩም፡+ 16 ኣነ ኸኣ እዚ ኽገብረኩም እየ፣ ብጭንቂ፡ ከምኡ እውን ኣዒንቲ ብዜድክምን ህይወት* ብዜማስንን ዓባይ ሰዓልን ብርቱዕ ረስንን ክቐጽዓኩም እየ። ጸላእትኹም ኪበልዕዎ እዮም እሞ፡ ዘርእኹም ንኸንቱ ኽትዘርኡ ኢኹም።+