እያሱ 22:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 ሓንትስ፡ ንየሆዋ ኣምላኽኩም ብምፍቃርን+ ብዅሉ መገድታቱ ብምምልላስን+ ትእዛዛቱ ብምሕላውን+ ናብኡ ብምልጋብን+ ብዅሉ ልብኹምን ብዅሉ ነፍስኹምን*+ ንዕኡ ብምግልጋልን፡+ እቲ ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ ዝኣዘዘኩም ትእዛዝን ሕግን ኣዚኹም ተጠንቂቕኩም ግበሩ።”+
5 ሓንትስ፡ ንየሆዋ ኣምላኽኩም ብምፍቃርን+ ብዅሉ መገድታቱ ብምምልላስን+ ትእዛዛቱ ብምሕላውን+ ናብኡ ብምልጋብን+ ብዅሉ ልብኹምን ብዅሉ ነፍስኹምን*+ ንዕኡ ብምግልጋልን፡+ እቲ ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ ዝኣዘዘኩም ትእዛዝን ሕግን ኣዚኹም ተጠንቂቕኩም ግበሩ።”+