ዘዳግም 26:12 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 “ኣብ ሳልሰይቲ ዓመት፡ ዓመት ዕሽር፡ ዕሽር+ ኵሉ እቶትካ ኣውጽኢካ ምስ ወዳእካ፡ ንሌዋውን ንጓናን ንዘኽታምን* ንመበለትን ሃቦም፣ ንሳቶም ድማ ኣብ ውሽጢ ኸተማታትካ* በሊዖም ይጽገቡ።+
12 “ኣብ ሳልሰይቲ ዓመት፡ ዓመት ዕሽር፡ ዕሽር+ ኵሉ እቶትካ ኣውጽኢካ ምስ ወዳእካ፡ ንሌዋውን ንጓናን ንዘኽታምን* ንመበለትን ሃቦም፣ ንሳቶም ድማ ኣብ ውሽጢ ኸተማታትካ* በሊዖም ይጽገቡ።+