-
ዘሌዋውያን 22:20መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
20 ተቐባልነት ኣይትረኽበሉን ኢኻ እሞ፡ ጕድለት ዘለዎ ኣይተቕርብ።+
-
-
ዘዳግም 17:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
17 “ጕድለት ወይ ዝዀነ ኽፉእ ነገር ዘለዎ ብዕራይ ኰነ በጊዕ ኣብ የሆዋ ኣምላኽካ ፍንፉን እዩ እሞ፡ ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣይትሰውኣሉ።+
-