-
ዘጸኣት 12:16መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
16 ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ፡ ቅዱስ ኣኼባ፡ ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ እውን፡ ቅዱስ ኣኼባ ግበሩ። በዘን መዓልትታት እዚአን ዕዮ ኣይተዓየ።+ እቲ ነፍሲ ወከፍ ዚበልዖ ጥራይ ይዳለወልኩም።
-
-
ዘሌዋውያን 23:8መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
8 ግናኸ፡ ሸውዓተ መዓልቲ ንየሆዋ ብሓዊ ዚግበር መስዋእቲ ኣቕርቡ። ኣብታ ሻውዐይቲ መዓልቲ፡ ቅዱስ ኣኼባ ይኹን። ዝዀነ ይኹን ከቢድ ዕዮ ኣይትዕየዩ።’”
-