ዘዳግም 13:5 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 5 እቲ ነብዪ እቲ ወይ እቲ ሓላሚ እቲ ግና፡ ካብቲ የሆዋ ኣምላኽካ ኽትከዳ ዝኣዘዘካ መገዲ ኼልግሰካ ኢሉ፡ ካብቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጽኣኩምን ካብ ቤት ባርነት እተበጀወኩምን የሆዋ ኣምላኽኩም ክትዓልዉ ስለ ዘተባብዐ፡ ይቀተል።+ ንኽፉእ ካብ ማእከልካ ኣርሕቆ።+ 1 ቈረንቶስ 5:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 ነቶም ኣብ ወጻኢ ዘለዉ ዚፈርዶም ግና ኣምላኽ እዩ።+ “ነቲ እኩይ ካባኻትኩም ኣርሕቕዎ።”+
5 እቲ ነብዪ እቲ ወይ እቲ ሓላሚ እቲ ግና፡ ካብቲ የሆዋ ኣምላኽካ ኽትከዳ ዝኣዘዘካ መገዲ ኼልግሰካ ኢሉ፡ ካብቲ ኻብ ምድሪ ግብጺ ዘውጽኣኩምን ካብ ቤት ባርነት እተበጀወኩምን የሆዋ ኣምላኽኩም ክትዓልዉ ስለ ዘተባብዐ፡ ይቀተል።+ ንኽፉእ ካብ ማእከልካ ኣርሕቆ።+