ዘሌዋውያን 20:27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 27 “‘ጠያቒ መናፍስቲ ወይ ጠንቋሊ* ዝዀነ ሰብኣይ ወይ ሰበይቲ ብርግጽ ይቀተል።+ እቲ ህዝቢ ብዳርባ እምኒ ይቕተሎም። ደሞም ኣብ ርእሶም እዩ።’” 1 ዜና መዋእል 10:13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 13 በዚ ኸምዚ፡ ሳኦል ንቓል የሆዋ ስለ ዘይሓለወ፡+ ንየሆዋ ብምጥላሙን ንጠያቒት መናፍስቲ ብምሕታቱን ሞተ።+