ዘሌዋውያን 19:31 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 31 “‘ብኣታቶም ምእንቲ ኸይትረክስ፡ ናብ ጠየቕቲ መናፍስቲ ኣይትኺዱ፡+ ንጠንቈልቲ ድማ ኣይትሕተቱ።+ ኣነ የሆዋ ኣምላኽኩም እየ።