ዘሁልቍ 35:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እተን ሽዱሽተ ኸተማታት ዕቝባ እቲአን ንእስራኤላውያንን ንጓናን+ ኣብ መንጎኹም ንዘሎ ሰፋርን፡ ኰታስ ብዘይፍላጥ ሰብ* ንዝቐተለ ዘበለ ዅሉ ዚሃድመለን መዕቈቢ ይኹና።+ ዘዳግም 4:42 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 42 ብዘይፍላጥ ንብጻዩ ዝቐተለ ዘበለ ቐታሊ፡ ኣቐዲሙ ኸኣ ጽልኢ እንተ ዘይነይርዎ፡+ ብህይወት ኪነብር፡ ናብ ሓንቲ ኻብዘን ከተማታት እዚአን ምእንቲ ኺሃድም፡ ከምኡ ገበረ።+
15 እተን ሽዱሽተ ኸተማታት ዕቝባ እቲአን ንእስራኤላውያንን ንጓናን+ ኣብ መንጎኹም ንዘሎ ሰፋርን፡ ኰታስ ብዘይፍላጥ ሰብ* ንዝቐተለ ዘበለ ዅሉ ዚሃድመለን መዕቈቢ ይኹና።+
42 ብዘይፍላጥ ንብጻዩ ዝቐተለ ዘበለ ቐታሊ፡ ኣቐዲሙ ኸኣ ጽልኢ እንተ ዘይነይርዎ፡+ ብህይወት ኪነብር፡ ናብ ሓንቲ ኻብዘን ከተማታት እዚአን ምእንቲ ኺሃድም፡ ከምኡ ገበረ።+