-
1 ሳሙኤል 21:5መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
5 ዳዊት ከኣ ነቲ ኻህን፡ “ከምቲ ኣብ ዝቐደመ ኣጋጣሚታት ንወፈራ ኽወጽእ ከለኹ ዝነበረስ፡ ኣንስቲ ብርግጽ ናባና ኣይቀረባን።+ ተልእኾ ተራ ኪኸውን ከሎ እኳ ሰብነት እቶም ኣጕባዝ ቅዱስ ካብ ኰነ፡ ሎሚ ግዳ ኽንደይ ብዝያዳ ቕዱስ ዘይከውን!” ኢሉ መለሰሉ።
-