መሳፍንቲ 11:35 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 35 ምስ ረኣያ፡ ክዳውንቱ ቐዲዱ፡ “ኣየ፡ ጓለየ! እቲ ዝሰጕጎ ንስኺ ዄንኪ ኢኺ እሞ፡ ልበይ ሴርክዮ።* ናብ የሆዋ ኣፈይ ከፊተ እየ፡ ክመልሶ ድማ ኣይክእልን እየ” በለ።+ 1 ሳሙኤል 14:24 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 24 ግናኸ፡ ሳኦል ነቲ ህዝቢ፡ “ንጸላእተይ ሕነ ኽሳዕ ዝፈዲ፡ ክሳዕ ምሸት እንጌራ ዚበልዕ ርጉም ይኹን” ኢሉ ኣምሒልዎ ነበረ እሞ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ እቶም ሰብ እስራኤል ጸቕጢ በርቲዕዎም ነበረ። ካብቲ ህዝቢ ድማ ሓደ እኳ እንጌራ ኣይጠዓመን።+ ማቴዎስ 5:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 “ነቶም ቀዳሞት፡ ‘መብጽዓኻ ንየሆዋ* ሃብ ደኣ እምበር፡ ብኸንቱ ኣይትምሓል’+ ከም እተባህሎም እውን ሰሚዕኩም ኣለኹም።
35 ምስ ረኣያ፡ ክዳውንቱ ቐዲዱ፡ “ኣየ፡ ጓለየ! እቲ ዝሰጕጎ ንስኺ ዄንኪ ኢኺ እሞ፡ ልበይ ሴርክዮ።* ናብ የሆዋ ኣፈይ ከፊተ እየ፡ ክመልሶ ድማ ኣይክእልን እየ” በለ።+
24 ግናኸ፡ ሳኦል ነቲ ህዝቢ፡ “ንጸላእተይ ሕነ ኽሳዕ ዝፈዲ፡ ክሳዕ ምሸት እንጌራ ዚበልዕ ርጉም ይኹን” ኢሉ ኣምሒልዎ ነበረ እሞ፡ በታ መዓልቲ እቲኣ እቶም ሰብ እስራኤል ጸቕጢ በርቲዕዎም ነበረ። ካብቲ ህዝቢ ድማ ሓደ እኳ እንጌራ ኣይጠዓመን።+