ዘጸኣት 22:26, 27 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 26 “ክዳን ብጻይካ ኸም ትሕጃ እንተ ሒዝካ፡+ ጸሓይ ከይዓረበት ምለሰሉ። 27 እቲ ንሰብነቱ* ዚኸድነሉ ኽዳኑ ንሱ ጥራይ እዩ እሞ፡ እንታይ ተኸዲኑ ኺድቅስ እዩ፧+ ናባይ እንተ ጠሪዑ፡ ርሕሩሕ* እየ እሞ፡ ብርግጽ ክሰምዖ እየ።+
26 “ክዳን ብጻይካ ኸም ትሕጃ እንተ ሒዝካ፡+ ጸሓይ ከይዓረበት ምለሰሉ። 27 እቲ ንሰብነቱ* ዚኸድነሉ ኽዳኑ ንሱ ጥራይ እዩ እሞ፡ እንታይ ተኸዲኑ ኺድቅስ እዩ፧+ ናባይ እንተ ጠሪዑ፡ ርሕሩሕ* እየ እሞ፡ ብርግጽ ክሰምዖ እየ።+