ዘሌዋውያን 13:2 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 2 “ሓደ ሰብ ኣብ ቈርበቱ* ሕበጥ፡ ሽሕር፡ ወይ ብሩህ ብሮት እንተ ወጺእዎ፡ እዚ ድማ ኣብ ቈርበቱ ሕማም ደዌ*+ ኪኸውን ዚኽእል እንተ ዀይኑ፡ ናብ ካህን ኣሮን ወይ ናብ ሓደ ኻብቶም ካህናት ዝዀኑ ደቁ የምጽእዎ።+ ዘሌዋውያን 13:15 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 15 እቲ ኻህን ክፉት ቍስሊ ምስ ዚርኢ፡ ርኹስ ምዃኑ ይንገር።+ እቲ ኽፉት ቍስሊ ርኹስ እዩ። ንሱ ደዌ እዩ።+ ማርቆስ 1:44 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 44 “ንሓደ እኳ ገለ ኸይትነግር ተጠንቀቕ፣ ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡+ ስለ ምንጻህካ፡ ነቲ ሙሴ ዝኣዘዞ ኣቕርብ”+ እውን በሎ። ሉቃስ 17:14 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 14 ንሱ ምስ ረኣዮም ድማ፡ “ኪዱ፡ ርእስኹም ንኻህናት ኣርእዩ” በሎም።+ ኪኸዱ ኸለዉ ኸኣ፡ ነጽሁ።+
2 “ሓደ ሰብ ኣብ ቈርበቱ* ሕበጥ፡ ሽሕር፡ ወይ ብሩህ ብሮት እንተ ወጺእዎ፡ እዚ ድማ ኣብ ቈርበቱ ሕማም ደዌ*+ ኪኸውን ዚኽእል እንተ ዀይኑ፡ ናብ ካህን ኣሮን ወይ ናብ ሓደ ኻብቶም ካህናት ዝዀኑ ደቁ የምጽእዎ።+
44 “ንሓደ እኳ ገለ ኸይትነግር ተጠንቀቕ፣ ግናኸ ኺድ፡ ርእስኻ ንኻህን ኣርኢ፣ ንዓታቶም ንምስክር ምእንቲ ኪኸውን ድማ፡+ ስለ ምንጻህካ፡ ነቲ ሙሴ ዝኣዘዞ ኣቕርብ”+ እውን በሎ።