-
ምሳሌ 20:30መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
30 ስምብራትን ቍስልን ካብ እከይ የንጽህ፣+
መውቃዕቲ ድማ ውሽጣዊ እንታይነት የጽሪ።
-
-
ሉቃስ 12:48መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
48 እቲ ኸይፈለጠ መውቃዕቲ ዚግብኦ ነገር ዝገበረ ግና፡ ሒደት እዩ ዚውቃዕ። ብዙሕ ንእተዋህቦ ዅሉ፡ ብዙሕ ይድለዮ፣ ብዙሕ ንዘማዕቈብዎ ኸኣ፡ ኣብዚሖም ይደልይዎ።+
-