እያሱ 22:4 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 4 ሕጂ፡ የሆዋ ኣምላኽኩም ንኣሕዋትኩም፡ ከምቲ ዘተስፈዎ፡ ኣዕሪፍዎም እዩ።+ ስለዚ፡ ሕጂ ናብ ድንኳናትኩም፡ ናብታ ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ ኣብ ስግር* ዮርዳኖስ ክትርስተይዋ ዝሃበኩም ምድሪ ኽትምለሱ ትኽእሉ ኢኹም።+
4 ሕጂ፡ የሆዋ ኣምላኽኩም ንኣሕዋትኩም፡ ከምቲ ዘተስፈዎ፡ ኣዕሪፍዎም እዩ።+ ስለዚ፡ ሕጂ ናብ ድንኳናትኩም፡ ናብታ ሙሴ እቲ ጊልያ የሆዋ ኣብ ስግር* ዮርዳኖስ ክትርስተይዋ ዝሃበኩም ምድሪ ኽትምለሱ ትኽእሉ ኢኹም።+