-
ዘዳግም 6:6መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
6 እዚ ኣነ ሎሚ ዝእዝዘካ ዘለኹ ቓላት ኣብ ልብኻ ይኹን፣
-
-
ዘዳግም 11:1መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
11 “ንየሆዋ ኣምላኽካ ኣፍቅሮ፡+ ኣብ ቅድሚኡ ዘሎካ ግዴታን ሕግታቱን ፍርድታቱን ትእዛዛቱን ድማ ወትሩ ሓሉ።
-
-
መዝሙር 119:34መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም
-
-
34 ሕግኻ ኽሕሉን
ብምሉእ ልበይ ክገብሮንሲ፡
ኣእምሮ ሃበኒ።
-