ዘዳግም 26:18, 19 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 18 ከምቲ ዘተስፈወካ፡ ህዝቡ፡ ፍሉይ ጥሪቱ*+ ኸም እትኸውን፡ ኵሉ ትእዛዛቱ ድማ ከም እትሕሉ፡ ሎሚ የሆዋ ቓልካ ረኺቡ ኣሎ። 19 ንየሆዋ ኣምላኽካ እተቐደሰ ህዝቢ ምስ እትኸውን፡ ከምቲ ዘተስፈዎ፡ ልዕሊ ዅሎም እቶም ዝገበሮም ኣህዛብ ልዕል ኬብለካ፡+ ውዳሰን ዝናን ክብርን እውን ኪህበካ እዩ።”+
18 ከምቲ ዘተስፈወካ፡ ህዝቡ፡ ፍሉይ ጥሪቱ*+ ኸም እትኸውን፡ ኵሉ ትእዛዛቱ ድማ ከም እትሕሉ፡ ሎሚ የሆዋ ቓልካ ረኺቡ ኣሎ። 19 ንየሆዋ ኣምላኽካ እተቐደሰ ህዝቢ ምስ እትኸውን፡ ከምቲ ዘተስፈዎ፡ ልዕሊ ዅሎም እቶም ዝገበሮም ኣህዛብ ልዕል ኬብለካ፡+ ውዳሰን ዝናን ክብርን እውን ኪህበካ እዩ።”+