ዘዳግም 30:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 የሆዋ ኸምቲ ብኣቦታትካ ደስ ዝበሎ፡ መሊሱ ጽቡቕ ኪገብረልካ ደስ ኪብሎ እዩ እሞ፡+ የሆዋ ኣምላኽካ ዅሉ ተግባር ኢድካን ፍረ ኸርስኻን ፍረ ማልካን ፍረ ምድርኻን ኣኺሉ ኸም ዚተርፍ ኪገብረልካ እዩ።+ መዝሙር 65:9 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 9 ንምድሪ ትከናኸና እሞ፡ብብዝሒ እተፍርን* ኣዝያ ሃብታምን ትገብራ።+ ካብ ኣምላኽ ዚውሕዝ ርባ ብማይ ዝመልአ እዩ፣ንምድሪ በዚ ኸምዚ ኣዳሊኻያ ኢኻ እሞ፡እኽሊ ተዳልወሎም።+
9 የሆዋ ኸምቲ ብኣቦታትካ ደስ ዝበሎ፡ መሊሱ ጽቡቕ ኪገብረልካ ደስ ኪብሎ እዩ እሞ፡+ የሆዋ ኣምላኽካ ዅሉ ተግባር ኢድካን ፍረ ኸርስኻን ፍረ ማልካን ፍረ ምድርኻን ኣኺሉ ኸም ዚተርፍ ኪገብረልካ እዩ።+
9 ንምድሪ ትከናኸና እሞ፡ብብዝሒ እተፍርን* ኣዝያ ሃብታምን ትገብራ።+ ካብ ኣምላኽ ዚውሕዝ ርባ ብማይ ዝመልአ እዩ፣ንምድሪ በዚ ኸምዚ ኣዳሊኻያ ኢኻ እሞ፡እኽሊ ተዳልወሎም።+