ዘሁልቍ 32:33 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 33 ሙሴ ኸኣ ንዓታቶም፡—ንደቂ ጋድን ንደቂ ሮቤልን+ ንፍርቂ ነገድ ምናሴ+ ወዲ ዮሴፍን፡—መንግስቲ ሲሆን+ ንጉስ ኣሞራውያን፡ መንግስቲ ዖግ+ ንጉስ ባሳን፡ ኣብታ ሃገር እቲኣ ዘላ ምድሪ እተን ከተማታት፡ ኣብ ዙርያ እታ ምድሪ ዘለዋ ኸተማታት ሃቦም። ዘዳግም 3:12, 13 መጽሓፍ ቅዱስ—ትርጉም ሓዳስ ዓለም 12 በታ ግዜ እቲኣ፡ ነዛ ምድሪ እዚኣ ተረስተናያ፣ ካብታ ኣብ ጥቓ ስንጭሮ* ኣርኖን ዘላ ዓሮዔር+ ኣትሒዝና ፍርቂ ኣኽራን ዞባ ጊልዓድን ነተን ከተማታተንን ንሮቤላውያንን ንጋዳውያንን ሃብክዎም።+ 13 ዝተረፈ ጊልዓድን ኵላ ባሳን መንግስቲ ዖግን ንፍርቂ ነገድ ምናሴ ሃብክዎ።+ ኵሉ ናይ ባሳን ዘበለ ዞባ ኣርጎብ፡ ምድሪ ረፋይም ይብሃል ነበረ።
33 ሙሴ ኸኣ ንዓታቶም፡—ንደቂ ጋድን ንደቂ ሮቤልን+ ንፍርቂ ነገድ ምናሴ+ ወዲ ዮሴፍን፡—መንግስቲ ሲሆን+ ንጉስ ኣሞራውያን፡ መንግስቲ ዖግ+ ንጉስ ባሳን፡ ኣብታ ሃገር እቲኣ ዘላ ምድሪ እተን ከተማታት፡ ኣብ ዙርያ እታ ምድሪ ዘለዋ ኸተማታት ሃቦም።
12 በታ ግዜ እቲኣ፡ ነዛ ምድሪ እዚኣ ተረስተናያ፣ ካብታ ኣብ ጥቓ ስንጭሮ* ኣርኖን ዘላ ዓሮዔር+ ኣትሒዝና ፍርቂ ኣኽራን ዞባ ጊልዓድን ነተን ከተማታተንን ንሮቤላውያንን ንጋዳውያንን ሃብክዎም።+ 13 ዝተረፈ ጊልዓድን ኵላ ባሳን መንግስቲ ዖግን ንፍርቂ ነገድ ምናሴ ሃብክዎ።+ ኵሉ ናይ ባሳን ዘበለ ዞባ ኣርጎብ፡ ምድሪ ረፋይም ይብሃል ነበረ።